ሕጊ ሙራድ ብትግርኛ

ኣብ ረቂቕ ሕጊ ሙራድ መሰረት ጌሩ ኣብ ዝተኻየደ ዓለምለኻዊ ምይይጥ ዝተረኸበ መተካእታ ዘይብሉ ፣ ሰፋሕቲ እታዎታትን ለበዋታትን ስዒቡ፣ ጽዑቕ መስርሕ ገምጋምን ምምሕያሻትን ብምግባር ተዛዚሙ ኣሎ። እዚ መስርሕ ምምሕያሽ ፣ ግዳያትን ካልኦት ክኢላታትን ኣብ ጽሑፋዊ ገምጋምን ዓውደ መጽናዕትን ኣብ ምምሕያሽ እቲ ረቂቕ ኣሳቲፍ እዩ። እዚ ድማ ካብ ብ 05 ሚያዝያ 2014 ዓ/ም ዝተለቐቐ ሕጊ ሙራድ፤‘ኣብ ስራሕ ክውዕል ዝኽእል’ ስሪት ኣፍርዩ እዩ።

ኣብስራሕክውዕልዝኽእልሕጊሙራድብእንግሊዝኛኣብታሕቲቀሪቡኣሎ (ብልሓታዊንምስጎንጺዝተኣሳሰረጾታዊጥቕዓትዝምልከትሓበሬታንምእካብንኣብጥቕሚንምውዓልንዘገልግልዓለምለኸሕጊስነ-ምግባር) ።እቲሕጊብዛዕባብልሓታዊንምስጎንጺዝተኣሳሰርጾታዊጥቕዓት (SCRSV) ዉሑስ፣ውጽኢታዉንስነ-ምግባርዝሓለወኣተኣኻኽባሓበሬታዝምልከትመሰረታዊመለክዕታትዘንጸባርቕምዃኑንምርግጋጽበብእዋኑዝግምገምህያውሰነድእዩ።

ምሉእ ሕጉ ብትግርኛ የውርዱ